Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ዘቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ናይ ሎሚ መዓልቲ ዘተ ካብ ክልል ትግራይ ተጓዒዞም ምስ ዝመፅኡ ተወከልቲ ሕብረተሰብ  ረብሓ ኣብ ዘለዎም ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝተሳለጠ ኢዩ ኢሎም።

ኣብ ክልል ትግራይ ሰላምን ልምዓትን ንምንጋስ ዘለና ቁርፀኝነት ኩሉ ግዘ ፅኑዕ ኢዩ ክብሉ ኣፅንኦት ሂቦም።

ናይ ሎሚ ዘተና፥ እቲ ዝተገለፀ ሓበራዊ ዕላማና ንምዕዋት ዝበለፀ ደገፍ ዝህብ ነይሩ ክብሉ ኣገንዚቦም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.