Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናብ ኬኒያ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ልኡኾምን ናብ ኬኒያ፣ ናይሮቢ ኣቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 21 ዓለም ለኸ ጉባኤ መማልኢ ማሕበር ልምዓት(ኣይ ዲ ኤ) ንምርካብ ኢዮም ናብታ ሃገር ተጓዒዞም።

እቲ ጉባኤ ደገፍቲን ተሓባበርቲን ኣካላት ኣብ ልምዓት ኣፍሪካ ደገፍ ገንዘብ ፈላማይ ዓውዲታት ትኹረት ንምዕዋትን ኣፅንኦት ንምሃብን ዝዓለመ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኣቕረብቲ ደገፍ ገንዘብ ብድሆታትን እወንታዊ ዕድላትን ልምዓት ብግቡእ መገዲ ንምትእንጋድ ኣዝዩ ኣድላዪ ኢዩ ተባሂሉ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.