Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ መኣዲ ኣንጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ንዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ መኣዲ ኣንጊዶም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን እቲ ቤት ፅሕፈት ንዘባፅሖም ህፃናትን ኢዮም መኣዲ ኣንጊዶም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.