Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ነቀምቴ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ከተማ ነቀምቴ ኣቲዮም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር ) ሃገራዊ ለውጢ ንምድጋፍ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሰልፊ ድጋፍ ንምዕዳም ኢዮም ናብ ነቀምቴ ኣቲዮም ዘለዉ፡፡

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝበ ታገሰ ጫፎ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብቲ ሰልፊ ድጋፍ ንምርካብ ናብ ነቀምቴ ኣቲዮም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.