Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ልምዓት ዝርከቡ ፕሮጀክታት ንምግምጋም ናብ ጅማ ኣቲዮሞ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ልምዓት ዝርከቡ ፕሮጀክታት ንምግምጋም ናብ ጅማ ኣቲዮም።

ምስቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልል ሓቢርምዎም ከምዝኣተዉ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.