Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ መድረኽ ዓለም ኢትዮጵያን ወኪሎም ንዘገልገሉ ኣምባሳደራት ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መድረኽ ዓለም ኢትዮጵያን ወኪሎም እናገልገሉ ዝፀንሑ ኣምባሳደራት ምስጋና ኣቕሪቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚነስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ሃገር ምግልጋል ዕድል፣ ልኡኽቶ ምፍፃም ድማ ዓወት ኢዩ” ኢሎም።

“ዘበነ ኣገልግሎቶም ዝዛዘሙ ኣምባሳደራትና ኢትዮጵያ ተመስግኖም” ክብሉ እውን ገሊፆም።

እቶም ኣምባሳደራት ኣብ መድረኽ ዓለም እንተይተሓለሉ ንዘርአዩዎ ውክልና ምስጋናይ የቕርብ ኢሎም እቶም ቀዳማይ ሚኒትር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.