Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቱርኪ ዝገበሩዎ ዑደት ዕዉት ነይሩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቱርኪ ዝገበሩዎ ዑደት ዕዉት ከምዝነበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።

ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሳምንታዊ መግለፂ ሂቦም።

ኣብ መግለፂኦም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቱርኪ ዝገበሩዎ ዑደት ዕዉት ከምዝነበረ ብምጥቃስ፥ እቲ ዑደት ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ ዝለዓለ ብርኪ ዘሳግር ከምዝኾነ ገሊፆም።

ኣብ እዋን እቲ ዘተ ኣብ ዓውዲታት ማይን ምክልኻልን ስምምዓት ከምዝተፈራረሙ ዝገለፁ ኣምባሳደር ዲና፥ ንቀዳማይ ሚኒስትር ዝተገበረ ኣቀባብላ ናይተን ሃገራት ጥቡቕ ምሕዝነት ዘርኢ ከምዝኾነ ገሊፆም።

ብወንደሰን ኣረጋኸኝን ፍሬህይወት ሰፊውን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.