Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ሄጦሳ ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምት፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ሄጦሳ ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ።

ኣብቲ ዑደት፥ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማሪያም ደሳለይ፣ ርእስ ምምሕሰዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦት ርእሳነ ምምሕዳራት ክልላትን ላዕለወት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ቅድመ ሐዚ ዘሕረሱ ግራውቲ ብምሕራስ ብኩታ ገጠም ብዝለምዕ ስርናይ ዓርስና ንምኽኣል ሰፋሕቲ ስራሕቲ ንሰርሕ ኣለና ኢሎም ኣብቲ ዑደት።

ልምዓት ሕርሻ መሰረት ዕብየትና ስለ ዝኾነ ፍሉይ ትኹረት ብምሃብ ከምዝስራሕ ብምሕባር፥ ብእታዎትን ብምትእስሳር ዕዳጋን ውፅኢታዊ ንክኸውን ክግበር ኢዩ ኢሎም።

ብተመሳሳሊ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ጣቢያ ሁሩታ ብምርካብ ኣብ ልምዓት ሽጉርቲ ዝረኸብዎም ሓረስቶት ኣተባቢዖም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.