Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፈፀምቲ ስራሕ ኮንፌዴሬሽን ማሕበራት ሰራሕተኛ ተዛቲዮም።

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፈፀምቲ ስራሕ ኮንፌዴሬሽን ማሕበራት ሰራሕተኛ ተዛቲዮም።

ኣብቲ እዋን ዘተ ፅቡቕ ርክብ ስራሕ ምፍጣር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ትኹረት ከምዝገበሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.