Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንፈተውትን መሻርትን ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንፈተውትን መሻርትን ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዓመተ 2021 ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ተስፋን ሕውነትን ንከምፅእ ትምኒቶም ገሊፆም።

ዝተፈላለያ ሃገራት ካብ ትማሊ ጀሚረን ሓዱሽ ዓመት ኣብ ምኽባር ከምዘለዋ ይፍለጥ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.