Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኢሳያስን ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ መውሃዲ ውፅኢት ፀባ ሆላንድ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ሃገረ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ መውሃዲ ውፅኢት ፀባ ሆላንድ ዑደት ኣሳሊጦም።

እቲ ትካል መውሃዲ ፀባ፥ ባዕሉ ካብ ዘራብሐንን ኣፍቲ ከባቢ ካብ ዝርከቡ ሓረስቶትን ዝኣከቦ ምህርቲ ፀባ ዝተፈላለዩ ውፅኢታት ፀባ ብምፍራይ ዝፍለጥ ኢዩ።

እቶም መራሕቲ ሎሚ መዓል ኑጉሆ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ዑደት ኣካይዶም ኢዮም።

 

ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይፍለጥ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.