Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ማእኸል ሕክምና ልቢ ጥቁር ኣንበሳ ብምዝዛም ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ማእኸል ሕክምና ልቢ ጥቁር ኣንበሳ ብምዝዛም ስራሕ ጀሚሩ።

ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቐ ፕሮጀከት መጀመሪ ምዕራፍ ዝተፈላለዩ እታዎታት ሕከመና ከመዝተማልእሉ እወን ተሓቢሩ።

ንኣብነት ኣብ ኣፍሪካ ብሕታዊ ልቢ እንተይተኸፈተ መጥባሕቲ ምግባር ዘኽእል መሳርሒ ከምዝተበርከተሉ ተገሊፁ።

ነቲ ፕሮጀክት ብሓፈሻ 39 ነጥቢ  720 ሚሊየን ዶላር ዝግበረሉ እንትኸውን፥ እቲ ወፃኢ 50 ሚኢታዊ ብመነገስቲ ነዘርላንድስ ዝተረፈ ድማ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝሽፈን ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ምርቓ ሚኒስትር ጥዕና  ዶክተር ሊያ ታደሰ ሓዊሱ ዘምልከቶም መዳርግቲ ኣካላትን ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራትን ተረኸቦም።

ብዘቢብ ተኽላይ

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.