Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሻምፒዮና ኘሮጀክታት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 15 ክሳብ 19 ለካቲት 2015 ዓ.ም ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ስታዲየም እናተኻየደ ዝፀንሐ ቀዳማይ ሻምፒዮና ኘሮጀክታት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ።

ኣብቲ ውድድር÷ ክልል ኦሮሚያ ብምዕዋት ተሸላሚት ፅዋዕ ኮይና፡፡

ክልል ኣምሓራ ካልኣይ ከምኡ እውን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰላሳይ ደረጃ ብመሓዝ ውድድረን ከምዝዛዘማ ካብ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብና ሓሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.