Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ነበር ፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ዓሊ ሃሰን ሙዊኒይ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ እዋን ሓዘን ታንዛኒያ ድሙቕ ዝኾነ ኣቀባብላ ኣብ ሃገሮም ዝተቐበሉኒ ፕሬዚዳንት ሳሚያ ሱሉህን ኣመስግን ኢሎም።

ብስም መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብነበር ፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ዓሊ ሃሰን ሙዊኒይ ሕልፈት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ መልእኽቶም፥ ሎሚ ዝተኻየደ ክልቲኣዊ ዘተ ንናይ ሎሚ ጠንካራ ርክብና መገዲ ዝኸፈተ ታሪካዊ ዘምድናና ዘርእይ ኢዩ ኢሎም።

ሎሚ ኣብ ምትሕብባር ዓውዲ ግብርና፣ ሓይሊ ንግዲን ባህሊን ዝኸተምናዮም ሰነዳት ስምምዕነት ንቀጣናዊን ተናባቢን ስራሕቲ ልምዓት መሰረት ኢዮም ክብሉ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.