Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ሃገራዊ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ኣብ ዘላቒ ምዓት ምውዓል ከምዝግባእ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ኣብ ዘላቒ ምዓት ምውዓል ከምዝግባእ ኣፍሊጦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሃገራዊ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ኣብ ዘላቒ ምዓት ምውዓል ንሃገራ ምዕባለ ከምዝሕግዝ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣገንዚቦም።

ብመንግስታዊን ዘይመንግሳትዊን ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኣቢሉ እቶም ሃፍቲታት ተፈጥሮ ብዝግባእ ኣብ ረብሓ ብምውዓል፣ ስራሕ ብምፍጣርን ካብ ዓለም ለኸ ዘፈር ቱሪዝም ዝርከብ ትርፊ ብምዕባይን ብዙሓት ዓይነታት ኢንዱስትሪ ምስፍሕፋሕ ከምዝከኣል ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.