Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ካናዳ መዘነኦም ጀስቲን ትሩዶ ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ብስልኪ ተዛቲዮም።

ዶክተር ኣቢይ ነቲ ዘተ ኣመልኪቶም ኣብ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ህዝቢታት ክልቲአና ሃገራት ድሕሪ ኮቪድ-19 ዝህሉ ኩነታት ዓለም ንምድላው፣ ዓለም ለኻዊን ዝተዋደደን ኣመራርሓ ኣድላዪ ከምዝኾነ ተዛቲዮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.