Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ንሰለስተ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሰለስተ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ሂቦም፡፡

ብመሰረት እዚ፦

  1. መሐመድ ኢድሪስ መሐመድ – ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ
  2. ዮናታን ተስፋዬ ረጋሳ – ምክትል ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያን
  3. ግዛው ተስፋዬ – ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም፡፡

እቲ ሽመ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዝተውሃበ ኢዩ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.