Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣማራ ልዕሊ 5 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር  ወፃኢ ዝገወበረሎም ህንፀታት ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣማራ ልዕሊ 5 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር  ወፃኢ ዝገወበረሎም ህንፀታት ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት ኣጀሚሮም።

እቲ ህንፀት መገዲ ካብ ዱር ቤቴ ቁንዝላ-ሻሁራ-ፍንጅት ምዕራፍ ሓደን ካብ ገላጎ -ገንዳ ውሀ ምዕራፍ ሰለስን ኢዩ ዝካየድ።

ንውሓት እቲ መገዲ ድም 260 ነጥቢ 5 ኪሎ ሜትሮ ኢዩ ተበሂሉ።

ነቲ ህነፀት ዘድሊ ወፃኢ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዝሽፈን ተገሊፁ።

ህንፀቱ ድማ ቻይናዊ ዚ-ዥ-ያንግ ኮሙዩኒኬሽን ኮንስትራክሽን ግሩፕ ኢዩ ክካየድ።

ብኣላዛር ታደለ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.