Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ንምግባር መኣዲ ኣንጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ንምግባር ንኣረጋዊያንን ዓቕሚ ዘይብሎምን መኣዲ ኣንጊዶም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ነቶም ወገናት ምእንጋዶም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.