Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን ሃንደበታዊ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን /ኢቢሲ/ ሃንደበታዊ ዑደት ገይሮም፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዑደቶም፥ ኢቢሲ ኣብ ከይዲ ህንፀት ሃገር ግድኡ ንኽዋፃእ ሓቲቶም፡፡

ሰራሕተኛ ልኡኽቶ እቲ ትካል ንምዕዋትን ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ንኽኸውን ብትግሃት ንኽሰርሕ ምትሕስሳቦም ኢቢሲ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.