Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ጉባኤ ቱርክ ኣፍሪካ ንምስታፍ ኢስታንቡል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ቱርኪ ኢስታንቡል ኣቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ናብ ቱርኪ ኣምሪሖም ዘለዉ፥ ኣብ ሰሳልሳይ ጉባኤ ቱርኪ ኣፍሪካ ንምስታፍ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኢስታንቡል እንትበፅሑ ላዕለዎት ሓ፤ፍቲ ስራሕ እታ ሃገርን ኣብ ቱርኪ ዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታት ኢትዮጵያን ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

ሳልሳይ ጉባኤ ምሕዝነት ቱርኪ ኣፍሪካ ሎሚን ፅባሕን ክካየድ ኢዩ።

መራሕቲ 39 ሃገራት ኣብቲ ጉባኤ ክሳተፉ ኢዮም ተባሂሉ ትፅቢት ዝግበር እንትኸውን፥ ክሳብ ሕዚ ድማ ብዙሓት መራሕቲ ናብ ኢስታንቡል ምእታዎም ተሓቢሩ።

ቱርኪ ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ዘለዋ ርክብ ብልዑል ቅልጣፈ እናዓበየ ከምዝመፅአ ይዝረብ።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.