Fana: At a Speed of Life!

ቅዱስ ጊዮርጊስን ወላይታ ድቻን ማዕረ ሓደ ተፋላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ወላይታ ድቻን ሓደ ንሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊይን፡፡

9፡00 ሰዓት ላይ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ቅዱስ ጊዮርጊስን ሞሰስ ኣዶ ከምኡ እውን ብወገን ወላይታ ድቻን ቢኒያም ፍቅሬ እተን ሸቶታት ኣመዝጊቦምወን፡፡

መበል 14 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ምክያድ እንትቕፅል÷ ምሸት ሰዓት 12:00 ኢትዮጵያ መድን ምስ ከተማ ወልቂጤ ካፃወታ ኢየን፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.