Fana: At a Speed of Life!

ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣሊያን ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ክብሪ ቆንስልኡ ኣብ ጣሊያን ጄኖኣ ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ስነስርዓት፥ ፕሬዚዳንት ዩንቨርስቲታት፣ ኣመራርሓ ምመሕዳር ከተማ ጄኖኣ፣ ሰብ ሃፍቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ተረኸቦም።

ኣብቲ መድረኽ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝጠመተ መብርሂ ተዋሂቡ።

ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመነት ብዝምልከት ዘተ ከምዝተገበረ እወን ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.