Fana: At a Speed of Life!

በዓል መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ 21 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ 21 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ።

ፅባሕ 27 ሚያዝያ 2014 ዓ.ም ዝኽበር በዓል መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ ንጉሆ ሰዓት 12፡00 ምስኮነ 21 ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ፡፡

ዳይሬክቶሬት ወታደራዊ ፖሊስ እቲ ሚኒስቴር ንኢቢሲ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ እቲ ምፍዕ ንድምቀት እቲ በዓል ዝትኮስ ከምዝኾነ ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.