Fana: At a Speed of Life!

በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጢ 5 ኣዋርሕ ልዕሊ 741 ነጥቢ ሚሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጢ 5 ኣዋርሕ ልዕሊ 741 ነጥቢ ሚሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ገሊፁ።

እቲ በዓል መዚ ኣብ ዝሓለፉ 5 ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 776 ሚሊየን 350 ሺሕን 677 ብር ኣታዊ  ንምእካብ ተሊሙ ልዕሊ 741 ሚሊየን 987 ሺሕ ብምእካብ 98 ሚኢታዊ ትልሙ ከዕውት ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ።

እቲ ኣታዊ ክእከብ ዝኸኣለ ካብ ዘፈር ኣገልግሎት ማይ ዝወሃቡ መሸጣ ማይ፣ ቆፃሪ ግብሪ፣ ካብ ዝርገሐ መስመር ማይ፣ ካብ ኣገልግሎት ፈሳሲን ካልኦት ተወሰጀኽቲ ኣገልግሎታትን ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

እቲ በዓል መዚ ኣብዚ በጀት ዓመት ልዕሊ 1 ቢሊን 705 ሚሊየን ብር ንምእካብ ትልሚ ሒዙ እናሰርሐ ከምዝኾነ ካብ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣድስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.