Fana: At a Speed of Life!

በዓል ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ሃዋሳን ቁልቢን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ተኸተልቲ እቲ እምነትን በፃሕቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ሃዋሳን ቁልቢን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።

ኣብቲ በዓል ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ዳያስፖራታት ከምኡ እውን ካብ ዝተፈላለዩ ክፍል ዓለም ዝመፅ በፃሕቲ ተረኺቦም፡፡

ኣብቲ በዓል ንግሲ ብዙሓት ተኸተልቲ እቲ እምነት ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወ መልክዑ ፈጣሪኦም ብምምስጋን ኣኺቢሮምዎ፡፡

በዓል ቅዱስ ገብርኤል ካብ ሃይማኖቱ ብተወሳኺ ንከተማታት ቁሉቢን ሃዋሳን ድምቀትን መነቓቕሒ ቱሪዝምን ዓቢዩ ኣስተዋፅኦ ከምዘለዎ ተገሊፁ፡፡

ብጥላሁን ይልማ

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.