Fana: At a Speed of Life!

በዓል ገዝኣ ብዘስካሕኽሕ ኩነታት ዝቐተለት ውልቀ ሰብ ብ21 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽትቅፃዕ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ገዝኣ ብዘስካሕኽሕ ኩነታት ዝቐተለት ውልቀ ሰብ ብ21 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽትቅፃዕ ተወሲኑዋ።

ብተመሳሳሊ ከቢድ ገበን ውንብድና ብምፍፃም ህይወት ዘጥፍኡ 2 ውልቀ ሰባት 18 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተወሲኑዎም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.