Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን  27 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም  27 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከምዝኸሰበ ኣፍሊጡ።

እቲ ባንኪ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ዓ.ምን ትልሚ ቀፃሊ ዓመትን ዝጠመተ ዘተ ይገብር ኣሎ።

ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ፥ መጠን ካፒታል እቲ ባንኪ 59 ነጥቢ 11 ቢሊየን ብር ከምዝበፅሐ ተዛሪቦም።

ኣብዚ ሐዚ እዋን 1 ሺሕን 824 ቅርንጫፋትን 70 ሺሕ ሰራሕተኛታትን ከምዘለውዎ አወን ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.