Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ዓማዊል ሲቢኢ ኑር ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ዓማዊል ሲቢኢ ኑር ዘቲዩ።

መበል ዓስራይ ዓመት ሲቢኢ ኑር “ዕዉት ምዕራፍ፤ ብሩህ ተስፋ” ብዘብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።

ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖ፥ ካብ ወለድ ነፃ ኣገልግሎት ባንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረሉ ከይዲ፣ እቲ ባንኪ ቅድሚ 20 ዓመት ብምኽኒያት እምነቶም ካብ ባንኪ ዝረሓቑ ክፋላት ማሕበረሰብ ተረባሕቲ ባንኪ ንምግባር ዝገበሮም ፃዕሪታትን ሐዚ ዘለዎ ብርኪ ንምብፃሕ ዝገበሮ ፃዕሪን ኣብሪሆም።

ምስቲ ባንኪ ሓቢሮም ንዝሰርሑ ዓማዊል አመስጊኖም።

ኣብ ቀፃሊ ዝሓሸ ስራሕ ንምስራሕ ርእይቶ ዓማዊል ንምቕባል ምድላው ከምዘሎ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.