Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 340 ሚሊየን ዶላር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 340 ሚሊየን ዶላር ገይሩ።

እቲ ደገፍ፥ ብሰንኪ ክሌማዊ ለውጢ ንዝተሃሰዩ ኣብ ከባቢታት ቆላ ዝነብሩ ዜጋታት ናብርኦም ንምምሕያሽ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ።

ብመሰረት እዚ ልዕሊ 3 ሚሊየን ሰባት ተረባሕቲ ክኾኑ ኢዮም ተባሂሉ።

ክሌማዊ ለውጢ ስዒቡ ዘጋጥም ድርቂ ብኣብዝሓ ናብራ ሰበኽ ሳግም ንክኸብድ ከምዝገብር ተገሊፁ።

ስለዝኾነ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብ ቆላማ ከባቢታት ዘጋጠመ ልዑል ድርቂ ሞት እንስሳት ከምዘስዓበን ብሰንኪ እዚ ድማ ህይወት ሚሊየናት ሰበኽ ሳግም ኣሉታዊ ፅዕንቶ ከምዝፈጠረን ይፍለጥ።

ስለዝኾነ ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 340 ሚሊየን ዶላር ከምዝገበረ ኣብቲ ትካል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.