Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 405 ሚሊየን ዶላር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 405 ሚሊየን ዶላር ገይሩ።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒሰተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክተር ግሩብ ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኦስማን ዲዮን ክታሞም ኣምቢረሙሉ።

ካብቲ ድምር ደገስ እቲ 195 ሚሊየን ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ዘስዕቦ ጉድኣት ንምቕናስን ንምክልኻልን ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ።

ዝተረፈ 210 ሚሊየን ድማ ቆላማ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ነምልማዕ ማይ ከርሰ ምድሪ ዝውዕል ከምዝኾነ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ተዛሪቦም።

ብፀጋዬ ወንድወሰን

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.