Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ክልል ጋምቤላ መበል ሓምሻይ ህፁፅ ጉባኤኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ጋምቤላ መበል ሓምሻይ ህፁፅ ጉባኤኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ።

ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ጁል ናንጋል፥ እቲ ህፁፅ ጉባኤ ኣብ ዝህልዎ ናይ ሓደ መዓልቲ ፃንሒት በዝሒ ኣባላት እቲ እርከን ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ ረቂቕ ኣዋጅ ብምዝታይ ከፅድቕ ኢዩ ኢሎም።

ኣብቲ ጉባኤ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሓዊሱ ልዕሊ 250 ዝኾኑ ኣመራርሓ ክልል፣ ዞባ፣ ወረዳ፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ተወከልቲ ኣወዳድባ መናእሰይን ደቂ ኣኒስቲዮን ክርከቡ ኢዮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.