Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሹመት ሚኒስትራት መርሚሩ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝቐረበሉ ሹመት ሚኒስትራት መርሚሩ ኣፅዲቑ።

6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 9ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ኣኼባ÷ ቃለ ጉባኤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 8ይ ስሩዕ ኣኼባ እቲ ባይቶን ሹመት ሚኒስትራትን መርሚሩ ኣፅዲቑ፡፡

ብመሰረት እዚ፡-

  1. ኣለሙ ስሜ – ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን
  2. ሃብታሙ ተገኝ – ሚኒስትር መዓድን
  3. ግርማ ኣመንቴ – ሚኒስትር ሕርሻ ንኽኾኑ ዝቐረበሉ ሹመት ኣፅዲቑ፡፡

ተሸምቲ ኣብ ቅድሚ እቲ ባይቶ ቀሪቦም ቃለ-ማሕላ ፈፂሞም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.