Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣፈፃፅማ ስራሕ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2016 ዓ.ም ምግምጋም ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣፈፃፅማ ስራሕ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2016 ዓ.ም ምግምጋም ጀሚሩ።

እቲ ገምጋም ኣርባዕቲኦም ምሕደራዊን ፍትሒን፣ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊ ዓውዲታትን ብዝምልከት ኣብ ዝቐረቡ ኣፈፃፅማታት ብምድሃብ ከምዝጀመረ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)÷ መሰል ናይ ገምጋም መድረኻት ብትካልት መንግስቲ ባህሊ ምፍፃም ንምድንፋዕ ዝጀመሩዎም ከምዝኾኑ ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.