Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ መበል ሻምናይ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ መበል ሻምናይ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።

ኣብቲ ኣኼባ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽምልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ይሳተፉ ኣለዉ።

ፀብፃብ ኣፈፃፅማ መደባት ሸሞንተ ኣዋርሕ በዓል መዚ ኮንስትራክሽን፣ ቢሮ ልምዓት ገንዘብን ኢኮኖሚን ብዝምልከት ዘተ ክግበረሉ ኢዩ ተባሂሉ።

ትልሚ 10 ዓመት ጉዕዞ ብልፅግና  ኣብቲ ኣኼባ ብምቕራብ ክፀድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.