Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ሰብ ሞያ ሓበሬታ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሰብ ሞያ ሓበሬታ ተጣይሹ።

መሰልን ረብሓን ኣባላቱ ንምሕላውን እቲ ሞያ ንምዕባይን ዝዓለመ ቤት ምኽሪ ሰብ ሞያ ሓበሬታ ኢትዮጵያ /ካውንስል/ ሎሚ መዓልቲ 8 ሰነ 2013 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጣይሹ ኣሎ።

እቲ ቤት ምኽሪ ብሙሉእ ድምፂ ኣብቲ ኣኼባ ብዝተረኸቡ ኣባላት ኢዩ ተጣዪሹ፡፡

እቲ ቤት ምኽሪ ሸውዓተ ኮሚቴ ፈፀምቲ ስራሕ፣ ሰለስተ ኣባላት ሓፈሻዊ ጉባኤን ሓደ ፕሬዚዳንትን ከምዝመረፀ ካብ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.