Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት እቲ ክልል ብምቕራብ ዘተ ክግበረሉ ኢዩ ተባሂሉ።

ብተወሳኺ ኣብ 2014 ዓ.ም ዝነበረ ርካቦት ኦዲት ብቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር ናብቲ ቤት ምኽሪ ክቐርብን ዘተ ክግበረሉ ኢዩ።

ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኦርዲን በድሪ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ድሕሪ ምቕራቡ ኣብቲ ቤት ምኽሪ ክፀድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብኢዮናዳብ ኣንዱዓለም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.