Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ  በጀት ልዕሊ 31 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ 2014 (ኤፍ )ቤት ምኽሪ ክልል ሶማሌ ንበጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ዝኸውን 31 ቢሊየንን 687 ሚሊየንን 160 ሺሕን 384 ብር ብሙእ ድምፂ ኣፅዲቑ።

 እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤኡ ይቕፅል ኣሎ።

ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕልኡ ኣብ ዝተረፉ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ጉባኤኡ ከምዝዛዝም ካብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/detailsኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1 ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.