Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ኣኼቡኡ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ክልል ደቡብ 5ይ ዙር 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 12 ስሩዕ ኣኼቡኡ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ።

እቲ ጉባኤ ፅባሕ ሓዊሱ ንክልተ መዓልቲታት ከምዝፀንሕ ተፈሊጡ፡፡

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣተኲሩ ክዝቲ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ መንግስቲ ኮሙዩኒኬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.