Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ።

ብመሰረት እዚ ኣይተ ተስፋዬ ይገዙ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምዃን ተሸይሞም።

ብተወሳኺ ኣይተ ኣለማየሁ ባውዲ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ፣ ኣበባየሁ ታደሰ (ዶ/ር)ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተርን ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲንብምዃን ተሸይሞም።

ኢንጂነር ኣክሊሉ ኣዳኝ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣተሓባባሪ ክላስተር ሕርሻን ሓላፊ ቢሮ ልምዓትን ኢነርጂን ሃፍቲ ማይ፣ ኣይተ የውሃንስ በየነ ሓጋዚ ተፀዋዒ መንግስቲ እቲ ክልል፣ ኣይተ ዳዊት ገበየሁ ሓጋዚ ተፀዋዒ መንግስቲ እቲ ክልል ብምዃን ሹሞቶም ፀዲቑ።

ብማቱሣላ ማቴዎስ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.