Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣባይቲ ዓቕሚ ናይ ዘይብሎም ዜጋታት ብምሕዳስ ንሰብ ዋና ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ዘለዉ ኣባይቲ ዓቕሚ ናይ ዘይብሎም ዜጋታት ብምሕዳስ ንሰብ ዋና ኣረኪቡ።

ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣገኘሁ ተሻገር፥ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ካብ መንጎ ዝሰርሖም ብዙሓት ልምዓታዊ ስራሕቲ ሰብ ተኮር ምንቅስቓስ ልምዓት ሓደ ኢዩ ኢሎም።

ስለዝኾነ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን እውን ካብ ዘለዎ ውሱን ሃፍቲ ኣቢሉ ኣርባዕተ ኣባይቲ ብምሕዳስ ንሰብ ዋና ከምዘረከበ ገሊፆም።

እዚ ሰብ ተኮር ምንቅስቓስ ልምዓት ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.