Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፊስካል ርክብ በይነ መንግስታት ኣብ ዝመርሐሉ ስርዓት ኣሰራርሓ  ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፊስካል ርክብ በይነ መንግስታት ኣብ ዝመርሐሉ ስርዓት ኣሰራርሓን ቀፃሊ ኣንፈትን ኣመልኪቱ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይዝቲ ኣሎ።

እቲ ቤት ምኽሪ ክፈሊ እቶት መንግስታት ፌዴራልን ክልላትን ከምኡ እውን መንግስቲ ፌዴራል ንኽልላት ዝህቦ ስልሒት ድጎማ ከምዝውስን ተገሊፁ፡፡

ዓሚቕ ዕላማ ዘለዎ በጀት ድጎማ ውፅኢታዊነት ብመፅናዕቲ ብምፍላይ ድኽመትን ጥንካረን ብምፍላይ ቀፃሊ ስልሒት ብግቡእ ንኅምራሕ ዘኽእል መፅናዕቲ ተገይሩ ኢዩ ምስ መድረግቲ ኣካላት እናተዘተየሉ ዝርከብ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር ክልላትን መዳርግቲ ኣካላትን እናተሳተፉ ይርከቡ።

ብቆንጅት ዘውዴ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.