Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ መዓልቲ ኣውስትራሊያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መዓልቲ ኣውስትራሊያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲኡ ተኸቢሩ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ መንግስቲ ብዝውክል ሚኒስትር ቱሪዝም አምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ብኽብሪ ጋሻ ብምርካብ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፈን።

እተን ሚኒስትር፥ ቱሪዝም ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኣብ መንጎ እተን ሃገራት ዘሎ ምትሕብባር ተጣነኺሩ ንክቕፅል ኢትዮጰያ ቁርፀኛ ኢያ ኢለን።

ኣምባሳደር ኣውስትራሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ጁሊያ ኒብሌት ብግደአን፥ ሃገረን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ንክጠናኸር ግደአን ከምዝዋፅኣ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.