Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ሰላምን ፀፅታን ኣድሂቡ ገምጋም ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ ጉዳይ ሰላምን ፀፅታን መላእ ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ገምጋም ኣካይዱ።

ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ ኣኼባ ፀፅታን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ክሕልዉ ኣብ ዘኽእሉ ቀፀልቲ ተግባራት ንኽሳለጡ ኣንፈት ተነቢሩ ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.