Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ን148 ውልቀ ሕፁያት ተወዳደርቲ ናይ 50 ሺሕ ብር ደገፍ ንምግባር ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ን148 ውልቀ ሕፁያት ተወዳደርቲ ናይ 50 ሺሕ ብር ደገፍ ገንዘብ ንምግባር ወሲኑ።

እቲ ገንዘብ ኣብ ዕለተ ምርጫ ንዘውፅእዎ ወፃኢ መከሓሓሲ ከምዝኾነ ሓቢሩ።

ኣማኻሪት ኮሚኒኬሽን እቲ ቦርድ ሶሊያ ሽመልስ፥ ማንነት እቶም ተወዳደርቲ ብዝምልከት ኣብ ድረ ገፅ እቲ ቦርድ ዕላዊ ከምዝተገበረ ተዛሪበን።

“ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ምልዕዓል ምግባር ኣይፍቀድን፤ ሚዲያታት ፓርቲታት ፖለቲካ ምልዕዓልን ፕሮግራማት ፓርቲታት ምፍላጥ ኣይፍቀድን” ኢለን።

ይኹን እንበር ኣብ ዝቕፅሉ መዓልታት ብዛዕባ መራፂ ህዝቢ፣ ምርጫ ካርድ፣ ኣወሃህባ ድምፂ፣ ድምፂ መውሃቢ ወረቐት ንመረፅቲ ግልፂ ኣብ ምግባር ፀብፃባት እንተተሰሪሑ ዝተባባዕ ኢዩ ምባለን ግዜኢ ፀዕፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.