Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ንኣመራርሓታት ፀፅታ ሹመት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ካብ 22 ነሓሰ 2015 ዓ.መወ ጀሚሩ ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ፀፅታ ሹመት ሂቡ።

ብመሰረት እዚ፡-

  1. ኮሚሽነር ደስዬ ደጀን ወልዴ – ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል
  2. ኮሎኔል ግርማ ገሰሰ ገ/መስቀል- ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሚሊሻ እቲ ክልል
  3. ኮሚሽነር ሃብታሙ ሲሳይ ገዳሙ- ኮሚሽነር ኣገ/ኮሚሽን ኣቢያተ ህንፀት እቲ ክልል
  4. እሸቱ የሱፍ ኣየለ (ዶ/ር) – ብብርኪ ሓላፊ ቢሮ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን
  5. ደጀኔ ልመንህ በዛብህ – ብብርኪ ሓላፊ ኣብ ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን
  6. በሪሁን መንግስቱ ከበደ – ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን
  7. ዳኛው በለጠ ጎኔ – ምክትል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሚሊሻ እቲ ክልል
  8. ገደቤ ሃይሉ በላይ – ምክትል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሚሊሻ እቲ ክልል
  9. ኮሚሽነር ውበቱ ኣለነ – ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ምክትል ኮሚሽነርን ሓለፊ ዘፈር ምርመራ ገበንን
  10. ኮማንደር ኣያልነህ ተስፋዬ – ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ምክትል ኮሚሽነርን ሓላፊ ዘፈር ምሕደራ ሃፍቲ ሰብን
  11. ም/ኮሚሽነር ሰይድ ኣህመድ – ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ምክትል ኮሚሽነርን ሓላፊ ዘፈር ሎጀስቲክስን ብምዃን ከምዝተሸሙ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.