Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ማላዊ ኣብ ዝገበሮ ምሕዝነታዊ ፀወታ 4 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ማላዊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሮ ምሕዝነታዊ ፀወታ 4 ንባዶ ተዓዊቱ።

ኣብቲ ፀወታ መስዑድ መሓመድ ፣ ጌታነህ ከበደ ፣ሱራፌል ዳኛቸውን ኣቡበከር ናስርን ንሕድሕዶም ብዘቑፀሩወን ሸቶታት ኢዩ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዋልያ ክዕወት ዝኸኣለ።

በባህር ዳር ዓለም አቀፍ ስታድየም የተካሄደው ጨዋታ ሁለት ቡድኖች በቀጣይ ለሚያካሂዱት የአፍሪካ ዋንጫ ማጣርያ ጨዋታ አቋማቸውን ለማወቅ እንደሚያስችላቸው ይጠበቃል።

እቲ ፀወታ ኣብ ዓለም ለኸ ስቴዲየም ባህርዳር ኢዩ ተኻይዱ።

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ፀወታ መፃረዪ ዋንጫ ኣፍሪካ 15 መጋቢት ምስ ማዳጋስካር ኣብቲ ስታዲየም ከካይድ ኢዩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.