Fana: At a Speed of Life!

ብልዕሊ 70 ሚሊየን ዶላር ዝህነፅ መፍረዪ ክታበት እምነ ሰረት ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቂሊንጦ ፓርክ ኢንዱስትሪ ብልዕሊ 70 ሚሊየን ዶላር ዝህነፅ መፍረዪ ክታበት እምነ ሰረት ተነቢሩ።

ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ፥ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ብምትካእ ኢሉውን ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ምድሓን እቲ ፕሮጀክ ልዑል ግድ ክህልዎ ኢዩ ኢለን።

እቲ ፕሮጀክት ንክዕወት ኣስተዋፅኦ ነዝገበሩ ኣካላት አመስጊነነ።

እቲ ኮርፖሬሽን ንሃገራዊ ኩባኒያታት ዝህቦ ጠመተ ልዕል ዝበለ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.