Fana: At a Speed of Life!

ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣዶን ውላድን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ጣርማ በር ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣዶን ውላድን ምሕላፉ ቤት ጽሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ።

እቲ ሓደጋ ቀበሌ ኣስፍቼው ጭራ ሜዳ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ቦታ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ዋና ኢንስፔክተር ሸዋ ታጠቅ ሃይለስላሴ ተዛሪቦም።

በቲ ሓደጋ ኣብ ልዕሊ ክልተ ሰባት ቀሊል ሓደጋ ከምዘጋጠመ ገሊፆም፡፡

እቲ ኣሽከርካሪ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለን መበገሲ እቲ ሓደጋ እናተፃረየ ከምዝኾነን ካብ ኮሙዩኒኬሽን እታ ወረዳ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.