Fana: At a Speed of Life!

ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ደሴ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ስራሕቲ ልምዓት ንምዕዛብ ናብ ከተማ ደሴ ኣቲዩ።

እቲ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት÷ ዓበይቲ ስራሕቲ ልምዓት ብምዕዛብ ንተወሳኺ ልእታወት ዝኾኑ ልዝባት ክገብር ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዝሎ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.